
Eritrea
Authored by Fifiyo 07
Fun
University
Used 5+ times

AI Actions
Add similar questions
Adjust reading levels
Convert to real-world scenario
Translate activity
More...
Content View
Student View
18 questions
Show all answers
1.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
45 sec • 1 pt
ኻብዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ምሉእ ሓሳባት ቕኑዕ ኣጸሓሕፋ ምረጽ።
ኣደ ኣላትኒ ኣዝያ ትፈትወኒ።
ኣዝያ ትፈትወኒ ኣደ ኣላትኒ።
ኣዝያ ትፈትወኒ ኣደ ኣላትኒ
እትፈትወኒ ኣዝያ ኣደ ኣላትኒ።
2.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ኻብዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ምሉእ ሓሳባት ቕኑዕ ኣጸሓሕፋ ምረጽ።
ምስ ኣዴኣ ክትዛወር ከይዳ
ምስ ኣዴኣ ክትዛወር ከይዳ።
ኣዴኣ ምስ ክትዛወር ከይዳ
ምስ ኣዴኣ ከይዳ ክትዛወር።
3.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
45 sec • 1 pt
ኻብዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ምሉእ ሓሳባት ቕኑዕ ኣጸሓሕፋ ምረጽ።
ኣደይን ኣነን ሕምባሻ ሰንኪትና።
ሰንኪትና ሕምባሻ ኣነን ኣደይን።
ሕምባሻ ሰንኪትና ኣነን ኣደይን።
ኣነን ኣደይን ሕምባሻ ሰንኪትና።
4.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
እዚ ደራፊ መን ኢዩ፧
ኣብርሃም ኣፈወርቂ
ሳሙኤል ብርሃነ
የማነ ገብረሚካኤል
ኮርጫጭ
5.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
45 sec • 1 pt
ኻብዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ምሉእ ሓሳባት ቕኑዕ ኣጸሓሕፋ ምረጽ።
ኣዴና ወትሩ ንግሆ ቁርሲ ተዳልወልና።
ወትሩ ንግሆ ኣዴና ቁርሲ ተዳልወልና።
ቁርሲ ውትሩ ንግሆ ኣዴና ተዳልወልና።
ኣዴና ወትሩ ንግሆ ቁርሲ ተዳልወልና
6.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
45 sec • 1 pt
ኻብዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ምሉእ ሓሳባት ቕኑዕ ኣጸሓሕፋ ምረጽ።
ንፉዕ ዉላድ ኣዲኡ የኽብር።
ንፉዕ ወላዲ ኣዲኡ የክብር፧
ዉላድ ንፉዕ ኣዲኡ የኽብር።
ኣዲኡ የኽብር ንፉዕ ዉላድ።
7.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
20 sec • 1 pt
ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትርከብ።
ሓቂ
ሓሶት
Access all questions and much more by creating a free account
Create resources
Host any resource
Get auto-graded reports

Continue with Google

Continue with Email

Continue with Classlink

Continue with Clever
or continue with

Microsoft
%20(1).png)
Apple
Others
Already have an account?