
20 ሰነ
Authored by Efr Eyu
History
3rd Grade - Professional Development
Used 4+ times

AI Actions
Add similar questions
Adjust reading levels
Convert to real-world scenario
Translate activity
More...
Content View
Student View
32 questions
Show all answers
1.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ቀዳማይ ስውእ ካብ ሃ/ኣገልግሎት መን ይበሃል?
ዓብዱ መሓመድ
ዑስማን ሂያቡ
ብርሃነ ሃብተማርያም
ሃብቶም ተስፋይ
2.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ኣብ ስርሒት ቅያ 18 ደቂቅ ዝተሰውአ ተጋዳላይ ምሉእ ስሙ መን ይበሃል?
እምባየ መብራህቱ
መብራህቱ ገብረሂወት
ጸጋይ ሃይለማርያም
መሓሪ ኣብርሃም
3.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ኣብ 6ይ ወራር (ወፍሪ ቀይሕ ኮኾብ) ብገምጋም ክንደይ ተጋደልቲ ተሰዊኦም?
1200
2100
2700
1500
4.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ኣብ ስርሒት ፈንቅል ኣብታ ን ስጋለት ቀጣን ሰንጢቓ ጥዋለት ዝኣተወት ታሪኻዊት ታንኪ ኮማንደር ዝነበሩ ስውኣት ክንደይ እዬም?
4
6
5
3
5.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ናይ መጀመርያ ዝኽሪ 20 ሰነ ኣብ ከተማ ኣስመራ መዓስ ተካይዱ?
1991
1990
1993
1992
6.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
እዚ ኣብ ዂናት ሓንሽ ዝተሰውአ ኣባል 2ይ ዙርያ ሃ/ኣገልግሎት መን ይበሃል?
ዑስማን ሂያቡ
ኣለም ኣብርሃም
ብርሃነ ሃብተማርያም
ግርማይ ብርሃነ
7.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
እዚ ብ ጎይታ ግምባር ናቅፋ ዝፍለጥ ኣብ ምፍራስ እዚ ናደውን ምሕራር ኣፍዓበትን ውግኣት ኣብ ምምራሕ ዝለዓለ ተራ ዝተጻወተ ስውእ ተ/ጋ መን እዩ?
በርሀ ጻዕዳ
ዓሊ ኢብርሂም
ኣለም ኣብርሃም
መሓሪ ጸጋይ
Access all questions and much more by creating a free account
Create resources
Host any resource
Get auto-graded reports

Continue with Google

Continue with Email

Continue with Microsoft
or continue with
%20(1).png)
Apple
Others
Already have an account?