wayground logo

Free Printable Worksheets

NEW

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

መስተጻምር ቃላት ምላእ!Fylla i bindeord!

Total questions: 18

Worksheet time: 9mins

Name
Class
Date
1.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar?
ስመይ ሃና እብሃል _________ዕድመይ 17 ዓመት ኢዩ።
Jag heter Hanna och är 17 år.
a)
b)
እሞ
c)
ድማ
d)
ከምኡ እውን
2.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ሃና ደርሆ _____ዓሳ ትፈቱ።
Hanna tycker om kyckling och fisk.

a)
b)
ከኣ
c)
ከምኡ እውን
d)
ድማ
3.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ኣነ ____ሓወይን ትግርኛ ነንብብ።
Jag och min bror läser tigrinj
a)
ከምኡ እውን
b)
ድማ
c)
d)
ከኣ
4.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
    ሓበን ኣቝሑት እንዳሓጸበት እንኰላ ____ንሳ ሙሲቃ ትሰምዕ።
Haben diskar och lyssnar på musik samtidigt.
a)
እሞ
b)
ብተውሳኺ
c)
d)
ድማ
5.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ቡንዶ ________ሻሂ ትደሊ፥
Vill du ha kaffe eller te?
a)
ከምኡ እውን
b)
ወይስ
c)
ከኣ
d)
ድማ
6.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ክረምቲዶ______ሓጋይ ትፈቱ፥ 
Tycker du om vinter eller sommar?
a)
ወይ
b)
ከኣ
c)
ወይስ
d)
ከምኡ እውን
7.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
 ኣነ_____ንስኻ ግድን ምኻድ ኣሎና።
Du eller jag måste gå?

a)
ወይስ
b)
c)
ድማ
d)
ወይ
8.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
 ___ክቡር ወይ ___ሕሱር።
Det är varken dyrt eller billigt.

a)
ዘይ
b)
ወይ
c)
ኣይ
d)
ከኣ
9.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ሓደ እንተተወሰኾ____ሓደ እንተጐደሎ ኩሉ  ንሱ ሓደ ኢዩ።
En mer eller mindre spelar ingen roll.
a)
ወይስ
b)
ከኣ
c)
ከምኡ እውን
d)
ወይ
10.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ሓሙስዶ ____ረቡዕ ናብ ገዛይ ክትመጽእ ምኽኣልካ፥
Vill du komma hem till mig på tisdag eller onsdag?

a)
ከኣ
b)
ወይ
c)
ወይስ
d)
11.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ኤልያስ ስፖርት ክገብር ደልዩ ኔሩ፡____ደኺሙ ኣይክእለን።
Elias vill träna på morgonen, men han orkar inte.
a)
                         ድማ‏
b)
c)
ግን
d)
                                 
‏ ከኣ‏
12.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ? 
 Vilket bindeord fyller i detta meningar?
ኣነ ናብ ኤርትራ ክኸይድ ደልየ ኔረ፡ ገንዘብ____ የብለይን።
a)
ክኣ
b)
c)
ግን
d)
ከምኡ እውን
13.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ሲኒት ብሽክለታ ኣላታ፡ ___________ ዘዊራታ ኣይትፈልጥን ኢያ::
Sinnit har en cykel, men cyklar aldrig.
a)
ብጭራሽ
b)
ጨሪሻ
c)
ግና
d)
ጨሪሻ ግን
14.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
ሳራ ናብ ሲነማ ክትከይድ ኣይደለየትን ኔራ፡___ከይዳ።
Sara ville inte gå på bio, fast hon gick ändå.
a)
‏            ወይ ከኣ
b)
  ወሲ
c)
           ወይ ድማ‏
d)
 ዝኾነ ዀይኑ‏
15.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar?   
ፍሊሞን ሓሚሙ _______ናይ ግድን ነቲ በዓል ከቛርጾ ኣለዎ።
Flimon är förkyld, så hon måste ställa in festen.
a)

‏ክንድቲ‏
b)

‏ ከምዚ‏
c)

‏ስለ‏
d)
ነዚ 
16.
 
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar? 
  
ትማሊ ወደይ ሓሚሙ ፡ኔሩ _____ክሰርሕ ኣይከኣልኩን።
 Min son var sjuk igår, så jag kunde inte jobba då.
a)
ስለዝኾነ
b)
ከምዚ
c)
ስለዚ
d)
ዝኾነ ኾይኑ
17.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar?  
 
ኣቦይ ቛንቛ ሽወደን፡ ኣይክእልን _____ኣስተርጓሚ የድልዮ ኢዩ።
Min pappan kan inte svenska, så han behöver tolk.
a)
ስለ
b)
በዚ
c)
ነዚ
d)
ስለዚ
18.
ኣየናይ መስተጻምር ቃል ኣብዚ ይምላእ?
 Vilket bindeord fyller i detta meningar?   
ናይ ግድን ክቕልጥፍ ኣሎኒ_________ናብ ትምህርቲ ክድንጕ ኢየ።
 Jag måste skynda mig, för annars kommer jag sen till skolan.
a)
ስለ
b)
ከምኡ እውን
c)
ምእንቲ
d)
ኣመና