wayground logo

Free Printable Worksheets

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

7-9

Total questions: 15

Worksheet time: 13mins

Name
Class
Date
1.

1. ጽሓይ በሪቓ እንተዳ ኢልካ በረድ ከኣ_______ ።

a)

ሃሪሙ

b)

ወሪዱ

c)

ነፊሱ

d)

በሪቑ

2.

1. ማይ ይሃርም ኣሎ እንተድ ኣ ኢልካ ነጎዳ ኸኣ_______።

a)

ይበርቕ ኣሎ

b)

ይሃርም ኣሎ

c)

ይነጉድ ኣሎ

3.

1. ነጎዳ ይነጉድ ኣሎ እንተድ ኣ ኢልካ በርቂ ኸኣ ____

a)

ይሃርም ኣሎ

b)

ይበርቕ ኣሎ

c)

ይወርድ ኣሎ

4.

1. Det här är min syster. ናብ ትግርኛ ኣተጉሙዋ

a)

እዚኣ ናቱ ሓፍቲ እያ

b)

እዚኣ ናተይ ሓፍተይ እያ

c)

እዚኣ ሓፍተይ እያ

5.

Hon har gått hem

a)

ንሳ ናብ ገዝኣ ከይዳ

b)

ንሳ ንገዝኣ ክትከይድ እያ

c)

ንሳ ንገዝኣ ከይዳ

6.

låt mig! Jag ska gå hem. En är fel vilken?

a)

በጃኻ ንገዛይ ክኸይድ እየ።

b)

ግደፉኒ ንገዛይ ክኸይድ እየ።

c)

ኣይትሓዙኒ ንገዛይ ክኸይድ እየ።

d)

ኣይትዓንቅጹኒ ንገዛይ ክኸይድ እየ።

7.

observera እንታይ ማለት እዩ?

a)

ኣስተውዕል

b)

ተጠንቀቕ

c)

ኣስተብህል

d)

ኩሎም መልሲ እዮም

8.

Jag älskar dig. hitta motsatsen?

a)

ኣነ ይጸልኣኪ እየ።

b)

ኣነ ኣብ ጎድንኺ ወይ ጎድንኻ ክኸውን እየ ዝደሊ

c)

ኣነ ካባኻ ወይ ካባኺ ክፍለ ኣይደልይን እየ።

d)

ኣነ የፍቅረኪ ወይ የፍቅረካ እየ።

9.

Gå bort härifrån?

a)

ኣብ ጎድነይ ኩን።

b)

ንዓ ናባይ።

c)

ካብዚ ርሓቕ ወይ ተኣለ

d)

ንገዛኻ ኪድ

10.

Kan jag få låna din telefon?

a)

እዛ ተሌፎንኪ ወይ ተሌፎንካ ዶ ክልቅሓ ይኽእል?

b)

እዛ ተሌፎንኪ ወይ ተሌፎንካ ዶ ክገዝኣ ይኽእል?

c)

እዛ ተሌፎንኪ ወይ ተሌፎንካ ዶ ክሕዛ ዶ ይኽእል

d)

እዛ ተሌፎንኪ ወይ ተሌፎንካ ዶ ምሳይ ክትሓድር ትኽእል?

11.

በጃኺ እባ ሓግዝኒ።

a)

ክትሕግዝኒ ዶ ትኽእሊ

b)

ሓገዝ ኣየድልየንን እዩ

c)

ቁሩብ ሓገዝ የድልየኒ ኣሎ

d)

ሓገዝ የድልየኒ ኣሎ ሓግዝኒ

12.

ንሓደ ሰብ ቆራይ እንተድኣ ኢልካዮ

a)

ኢድ ዘይብሉ ማለት እዩ

b)

ኢዱ ክሕዝ ኣይክእልን እዩ ማለት እዩ

c)

han är händig

d)

Han är inte händig

13.

ኣብ ዝተናወሐ ግዜ ክስዕር እየ

a)

ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ክስዕር እየ።

b)

ኩሉ ሰብ ምስሰልቸዎ ክስዕር እየ።

c)

ብዙሕ ግዜ ፈቲነ ኣይተዓወትኩን እየ።

d)

ዝጽዕር ይዕወት።

14.

ኣነ ሕጉስ ሰብ እየ

a)

ስሓቓይ እየ

b)

ሕይወት ኣቕሊለ እየ ዝርእዮ

c)

ዝግደስ ሰብ ኣይኮንኩን

d)

ሃብታማት ወለዲ ኣለዉኒ

15.

ጉዳየይ ጉዳይካ እዩ።

a)

ኣይኣምነካን እየ

b)

ዓርከይ ኢኻ

c)

ብዘይካ ናትካ ሓገዝ ኣይክእሎን እየ

d)

ከማይ ኮይንካ ጉዳየይ ከተጸብቕ ትኽእል ኢኻ።