WorksheetsTLT411b-ክንዲ ስም ትግርኛb.
Total questions: 12
Worksheet time: 4mins
Name
Class
Date
1.
___________________ኣስቤዛ እንተገበርክን ፡ ንሕና ኸኣ ክዳውንቲ እንተሓጸብናኸ?
a)
ንሱ
b)
ንሕና
c)
ንሳተን
d)
ንስኻትክን
e)
መልሲ የለን
2.
______________ ኵዑሶ እግሪ ምጽዋት ይፈቱ.
a)
ንሳ
b)
ንሳቶም
c)
ንሱ
d)
ንሳተን
e)
መልሲ የለን
3.
____________ንሓቂ ደው ክንብል ይግብኣና.
a)
ንሳተን
b)
ንሕና
c)
እታ
d)
ንሳቶም
e)
መልሲ የለን
4.
_____________ ናብ ቤተ መዘክር ከይዶም.
a)
እታ
b)
እቲ
c)
ንሳቶም
d)
መልሲ የለን
e)
ንስኻትኩም
5.
__________________ ገዛ ብውሽጡ ኣዝዩ ጽቡቕ ኢዩ.
a)
ንሳተን
b)
እቲ
c)
እታ
d)
ንሱ
e)
መልሲ የለን
6.
________________ መኪና ጽብቕቲ ጽብቕቲ ኢያ.
a)
እታ
b)
እቲ
c)
ንሳ
d)
ንሱ
e)
መልሲ የለን
7.
_____________ ትግርኛ ፊደላት ኣንቢበ ይኽእሎም
a)
ንሕና
b)
ንሳቶም
c)
እታ
d)
ኣነ
e)
መልሲ የለን
8.
ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ሽግር ___________________ ኢኹም.
a)
ንሕና
b)
ንስኻትኩም
c)
ንሳተን
d)
እታ
e)
መልሲ የለን
9.
____________ ናይ ብሓቂ ርሕርሕቲ ኢኺ.
a)
ንሳ
b)
ንስኻትክን
c)
ንስኺ
d)
ንሱ
e)
መልሲ የለን
10.
_______________ በሊሕ ተምሃራይ ኢኻ
a)
ንሱ
b)
ንስኺ
c)
ንስኻ
d)
ንስኻትክን
e)
መልሲ የለን
11.
______________ መጽሓፍ ምንባብ ትፈቱ.
a)
ንስኺ
b)
ንስኻትኩም
c)
ንስኻትክን
d)
ንሳ
e)
መልሲ የለን
12.
_____________ ብዛዕባ ክሊማዊ ለውጢ ይዘራረባ ነይረን.
a)
ንስኻ
b)
ንሳተን
c)
ንስኻትኩም
d)
ንሳ
e)
መልሲ የለን
100 %
