wayground logo

Free Printable Worksheets

NEW

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

Dani_Quiz

Total questions: 24

Worksheet time: 18mins

Name
Class
Date
1.

ንሰብኣያ ዝሞታ ሰበይቲ “መበለት” ኢልና እንተ ጸዊዕናያ፡ ንሰበይቱ ዝሞተቶ ሰብኣይ’ከ እንታይ ኢልና ንጽውዖ፧

a)

በባሊ

b)

መበላሉ

c)

ማእምን

2.

ቁልፊ ዝዕጠቀሉ ክፋል ናይ ኣካልና በቲ ቅኑዕ ትግርኛ እንታይ ይብሃል ?

a)

ዶሶ-ቁልፍ

b)

ላንቆ

c)

ሽምጢ

d)

ዓጣቂ

3.

ካብ ባህላዊ መሳርሒ ሙዚቃ ሃገርና 4 ጥቐስ

a)

ዑድ - በገና - ክራር - ጥሩምባ

b)

በገና - ክራር - ሻምብቆ - ዑድ

c)

በገና - ዑድ - ዋጣ - እምብልታ

d)

እምብልታ - በገና - ረባባ - ክራር - ዋጣ

4.

እኸለ ማይ ከይገበርካ፣ ዳስ ከይተኸልካ፣ ብሰሪ ስእነት ኣጽቢብካ ዝፍጸም መርዓ እንታይ ይብሃል።

a)

ጭልቕ

b)

ጭሉቕ

c)

ጫልቅ

d)

ኣሸቢዕካ ምስርጋይ

5.

ገንኢ እንታይ ኢዩ...?

a)

ሰኽራም

b)

ዕትሮ

c)

ፊስቶ ስዋ

d)

ዓቢ መዐቀኒ ኣልኮል

6.

ጽዕነት ሓደ ኣድጊ እንታይ ኢልና ንጽውዖ...?

a)

ያሒት

b)

እንተላም

c)

እንቅፍቲ

d)

ካዕቦ

7.

ኣብ 1991 ንናጽነት ኤርትራ ብወግዒ ዝፈለጠት ቀዳመይቲ ሃገር መን እያ….?

a)

ኣሜሪካ

b)

ኢጣልያ

c)

ጀርመን

d)

ሱዕዲ-ዓረብ

8.

ኣብ ጥንታዊት ግብጺ ሰባት ሕማም ኩርምቲ (ቃንዛ ስኒ) ንምፍዃስ ኣብ ኣፎም እንታይ ይገብሩ ኔሮም..?

a)

ጸበል ኣምነ-ኣሬ

b)

ዝሑል - ጭቃ ባሕሪ

c)

ዝሞተት ኣንጭዋ

d)

ማይ ቀይሕ-ባሕሪ

9.

ካብዞም ዝስዕቡ፣ ኣብ እንቋቑሖ ዘይንረኽቦ እንኮ ቫይታሚን ኣይናይ'ዩ..?

a)

Vitamin D

b)

Vitamin B

c)

Vitamin A

d)

Vitamin c

10.

ኣርሓ ደርሆ ኩኩናይ እንተ ኢልና፤

ኣርሓ ዓጋዜን እንታይ ይበሃል..?

a)

ዲበላ

b)

ወረጦ

c)

ኮናዕ

d)

መላዓሊ

11.

ከልቢ ይነብሕ እንተ ኢልና፥ ተመን_____ንብል...?

a)

ይጠጢ

b)

ይፋጺ

c)

ጺጽ

d)

ይሳጺ

12.

ኣብ ግዜ ጸልማት ብንጹር ዝርኢ እንስሳ መን እዪ..?

a)

ጉማረ

b)

ከልቢ

c)

ድሙ

d)

ጤል

13.

ሓንቲ ጎብየ ጠኒሳ ክሳብ ትወልድ ክንደይ ግዜ ይወስደላ..?

a)

ካብ 45 - ክሳብ 75 መዓታት

b)

ካብ 21 - ክሳብ 41 መዓታት

c)

ካብ 34 - ክሳብ 39 መዓታት

14.

ባጤራ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ እንታይ ተባሂሉ ይጽዋዕ?

a)

ዲናር

b)

ደርሃም

c)

ሪያል

d)

ሩቢ

15.

ሕብረ ዕውራን (color blind) ዝኾኑ ሰባት ዘይርእይዎ ሕብሪ እንታይ እዩ?

a)

ሊላ ፣ ቀይሕ፣ ቀጠልያ

b)

ብጫ፣ ሮዛ፣ ቀይሕ

c)

ቀጠልያ፣ ቀይሕ፣ ሰማያዊ

16.

ቀወምቲ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ስመ?

a)

🇺🇸, 🇨🇳, 🇷🇺, 🇬🇧, 🇫🇷

b)

🇪🇷, 🇺🇬, 🇺🇸, 🇸🇦, 🇫🇷

c)

🇺🇸, 🇬🇧, 🇷🇺, 🇨🇳, 🇩🇪

17.

--> ' ' <-- እዘን ክልተ

ጭረት(Comma) በቲ ግቡእ ቋንቋ ትግርኛ እንታይ ይበሃላ..?

a)

ኣንጻር ቃል

b)

ምልክት ንጽል ጥቅሲ

c)

ምልከተ ቃል ወ ጥቅስ

18.

ዝባር (/) ብ ቋንቋ እንግሊዝ እንታይ ትብሃል….?

a)

Semicolon

b)

Exclamation line

c)

Slash

19.

ሞኾስ በቲ ናይ ቀደም ትግርኛ እንታይ ተባሂላ ትጽዋዕ...?

a)

በትሪ ክሽነ

b)

ሓይሊ እሲት

c)

ምድዋ

d)

ቀርሳሚቶ

20.

ነፍጢ፣ ማለት እንታይ ማለት’ዩ...?

a)

ናይ ኲናት መሳርሒ

b)

ተወንጫፊ ቀይሕ ኮኾብ

c)

ቀታሊ ኣሳጉማ

21.

ብዙሓት ከብቲ...?

a)

ጎይቢ

b)

ሽቦሽ

c)

ድቢት

d)

ክረው

22.

ገረብ ይወድቕ፡ መንደራጋሕ ___________?

a)

የንከራሩ

b)

ይዝረር

c)

ይጎዪ

d)

ይጭፍልቅ

23.

ኣርሓ ደርሆ እንታይ ይብሃል..?

a)

ተወንጫፊ

b)

ኩኩላይ

c)

ኩኩናይ

d)

ጃንግላይስ

24.

ኣብ ዓለም እቲ ዝበለጸ ዓይነት ቀመም ሻሂ እንታይ ትበሃል...?

a)

vahdam tea

b)

Green tea

c)

German Tea

d)

kenyan tea