Wayground logo

Free Printable Worksheets

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

ሓፈሻዊ ፍልጠት

Total questions: 9

Worksheet time: 5mins

Name
Class
Date
1.

ወ ምስ በልካ

a)

ዎ

b)

ዉ

c)

ዋ

d)

ው

2.

ኣብ ኣፍሪቃ ዝነውሐ ጎቦ

a)

ኤቨረስት

b)

እንባ ሶይራ

c)

ኪላማንጃሮ

d)

ናይል

3.

ኣነ ሓጺርኒ ይብል፥

a)

ንሱ ንሰማይ የንቃዕርር

b)

ተንበርኪኩ ይልምን

c)

ተደቢሩ ይስዕስዕ

d)

መሬት መሬት ይኸይድ

4.

ሰብ ኣፉ ክኸፍት

a)

ኣፉ ይጨኑ

b)

ስኑ ቁሪ ይውዶኦ

c)

ልቡ ይኽፈት

d)

ከንፈሩ ይጅላዕ

5.

ወዲ ሹቅ.....

a)

ይምርዖ እንበር ኣየጥንስን

b)

የጠምቅ እንበር ኣይምርዖንዩ

c)

ኣይምርዖ ኣየጥንስ

d)

መልሲ የለን

6.

ምስላ

ሓሶት ...

a)

መሳርሒ ደቀንስቲዪ

b)

መሳርሒ ደቂተባዕቲዪ

c)

ተከበርካያ ትወጽእ

d)

ድራር ሓደ ምሸት

7.

ሰበይትኻ እንተኾርያ

a)

ጸብሒ ተሕርር

b)

ጾምካ ተሕድረካ

c)

መንድቕ ይኹሪ

d)

መስተ ተብዝሕ

8.

ፋታ ብብዝሒ ኣበይ ይዝውተር

a)

ኣሜርካ

b)

ኣውስትራልያ

c)

ኤርትራ

d)

ጀርመን

9.

ቁኑዕ ኣጸሓሕፋ ኣየናይ ኢዩ።

a)

ህይወት

b)

ሂወት

c)

ህያወት

d)

ሕወት