Wayground logo

Free Printable Worksheets

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

Eritrea

Total questions: 6

Worksheet time: 3mins

Name
Class
Date
1.

ስብቁለይ እንታይ ማለት ኢዩ ?

a)

ወዲ ከተማ

b)

ወዲ ሃገረ ሰብ

c)

ዕዋላ

d)

ኩሉ ዝፈልጥ

2.

ኣብ ኤርትራ እቲ ዛዓበየ እምባ መን ይበሃል ?

a)

እምባ መጠራ

b)

እምባ ኣባሓኒ

c)

እምባ ሶይራ

d)

እምባ ከስከሰ

3.

ካብዚኦም ፍልይ ዝበለ ኣለሊ ?

a)

ክራር

b)

ዋጣ

c)

ከበሮ

d)

እምብልታ

4.

ካብዜኤን ፈሊካ ኣለሊ ?

a)

ማዓሾ ሓለፋ

b)

ኣብርሀት ብርሃነ

c)

ኣበባ ሃይለ

d)

ጸሃይቱ በራኪ

5.

ዕለተ ልደት ናይ ኖኤል ማዓስ ኢዩ ?

a)

14/05/2021

b)

12/05/2021

c)

12/05/2020

d)

12/06/2020

6.

ኣብ ዞባ ማእከል ክንደይ ኑኡሳን ዞባታት ኣለዋ ?

a)

4

b)

6

c)

7

d)

5