wayground logo

Free Printable Worksheets

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

ኣዘናጋዒ ሕቶ

Total questions: 10

Worksheet time: 5mins

Name
Class
Date
1.

ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ መዓስ ጀሚሩ?

a)

01 መስከረም 1961

b)

01 ታሕሳስ 1961

c)

01 መስከረም 1962

d)

01 ታሕሳስ 1962

2.

ህልቂት ሃዘሞ መዓስ ዓ/ምህረት ኔሩ?

a)

1977

b)

1975

c)

1967

d)

1988

3.

ስርሒት ኮማንዶ ሰምበል መዓስ ተኻይዱ?

a)

21 ሰነ 1984

b)

21 ግንቦት 1983

c)

24 ግንቦት 1988

d)

21 ግንቦት 1984

4.

ከተማ ናቕፋ መዓስ ሓራ ወጽያ?

a)

23 መጋቢት 1978

b)

21 መጋቢት 1976

c)

23 መጋቢት 1977

d)

20 ግንቦት 1977

5.

ስርሒት ሃይኮታ መዓስ ተኻይዱ?

a)

ጥቅምቲ 1966

b)

ጥቅምቲ 1963

c)

መስከረም 1963

d)

መስከረም 1961

6.

6ይ ወራር ብወፍሪ (ቀይሕ ኮኾብ) ዝፍለጥ መዓስ ዓ/ምህረት ኔሩ?

a)

1982

b)

1983

c)

1988

d)

1990

7.

ስርሒት ዓወት ማርሳ ተኽላይ መዓስ ኔሩ?

a)

15 ለካቲት 1984

b)

22 መጋቢት 1984

c)

06 ሰነ 1984

d)

15 ሰነ 1984

8.

8ይ ወራር መዓስ ተኻይዱ?

a)

11 ጥቅምቲ 1985

b)

15 ጥቅምቲ 1984

c)

11 ጥቅምቲ 1988

d)

10 ጥቅምቲ 1985

9.

5ይ ወራር መዓስ ተኻይዱ?

a)

12-24 ሓምለ 1978

b)

14-26 ሓምለ 1979

c)

10-22 ሓምለ 1978

d)

14-25 ሓምለ 1979

10.

4ይ ወራር መዓስ ተኻይዱ?

a)

01 ግንቦት 1979

b)

02 ሚያዝያ 1979

c)

10 ግንቦት 1978

d)

01 ሚያዝያ 1979