Wayground logo

Free Printable Worksheets

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

ንኣፍልጦ

Total questions: 15

Worksheet time: 8mins

Name
Class
Date
1.

እቶም ዝደቀቁ ሂወት ዘለዎም ነገራት እንታይ ተባሂሎም ይጽውዑ?

a)

ጀርምታት

b)

ሓሳኹ

c)

ዋህዮታት

d)

ቑማል

2.

ዓንዲ ሕቖ ወዲ ሰብ ብኽንደይ የዕጽምቲ ዝቆመ እዩ?

a)

21

b)

33

c)

45

d)

13

3.

gravity ናይ መሬት ከም ዘሎ ዘረጋገጸ 1ይ ሳይንቲስት መን ይበሃል?

a)

ጋሊለ

b)

ኣልበርት ኣንስታይን

c)

ኣይዛክ ኒውቶን

d)

ማጀላን

4.

ማያዊ ክፍሊ ደምና እንታይ ተባሂሉ ይጽዋዕ?

a)

ጸዓዱ ዋሃዮታት ደም

b)

ቀያሕቲ ዋሃዮታት ደም

c)

ፕላዝማ

d)

ኩሎም መልሲ እዮም

5.

ናይ ማራቶን ውድድር ንውሓቱ ክንደይ እዩ?

a)

ከባቢ 35 ኪ.ሜ

b)

ከባቢ 42 ኪ.ሜ

c)

ከባቢ 50 ኪ.ሜ

d)

ከባቢ 49 ክ.ሜ

6.

ብርሃን ናይ ጸሓይ ናብ መሬት ንክበጽሕ ክንደይ ጊዜ ይወስደሉ?

a)

8 ደቂቅ

b)

10 ሰከንድ

c)

1 ሰዓት

d)

3 መዓልታት

7.

ካብ ፕላኔታት ናብ ጸሓይ ዝቀረበት ፕላኔት መን እያ?

a)

ጁፒተር

b)

ፕሉቶ

c)

ሜርኩሪ

d)

ማርስ

8.

ቅዳማይ ውግእ ዓለም መዓስ ተኻይዱ?

a)

1939/1945

b)

1914/1918

c)

1905/1910

d)

1933/1940

9.

ካብ ኣካላትና ምስ ምዕባይና ዘይዓቢ (ለውጢ ዘይገብር) መን እዩ?

a)

ኣስንና

b)

መልሓስና

c)

ዓይንና

d)

እዝንና

10.

ገዛ ኢልና ገዛውቲ ንብል እንተ ኮይና፡ ቤት ጽሕፈት ኢልና ከ እንታይ ንብል?

a)

ቤት ጽሕፈታት

b)

ኣብያተ ጽሕፈታት

c)

ኣብያተ ጽሕፈት

d)

ኩሎም ይበሃሉ እዮም

11.

እቲ ዝለዓለ መጠን ኣልኮል ዘለዎ ዓይነት መስተ እንታይ እዩ ?

a)

ዊስኪ

b)

ሜስ

c)

ቮድካ

d)

ኣረቂ

12.

ሓንቲ እንቛቑሖ ሰገን ክንደይ ትምዘን?

a)

ኣስታት 500 ግራም

b)

ኣስታት 7 ኪሎ ግራም

c)

ኣስታት 40 ግራም

d)

ኣስታት 10 ኪሎ ግራም

13.

ስልማት ኖቨል ካብ መዓስ ክዕደል ተጀሚሩ?

a)

1905

b)

1709

c)

1901

d)

1998

14.

ዘይፈልሐ ጸባ እንታይ ተባሂሉ ይጽዋዕ?

a)

ርግኦ

b)

ጻልጣ

c)

ላሕመት

d)

ጸባ

15.

ህላወ ኣምላኽ ዘይኣምን ሰብ እንታዝ ኢልና ንጽዉዖ ?

a)

ኣረሚ ወይ ኣህዛብ

b)

ሃይማኖት ኣልቦ

c)

ቡዲስት

d)

መልሲ የለን