wayground logo

Free Printable Worksheets

NEW

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

Quizizzz 1

Total questions: 20

Worksheet time: 10mins

Name
Class
Date
1.

ካንጋሩ ዝበሃል እንስሳ ኣበየነይቲ ሃገር ይርከብ ?

a)

ኦስትርያ

b)

ሃንጋሪ

c)

ኣውስትራልያ

d)

ሩስያ

2.

ምልክት ውድድር ኦሎምፒክስ ዝኾና ዓንኬላት ክንደይ እየን ?

a)

6

b)

7

c)

5

d)

4

3.

እኹል ሰብ ክንደይ ኣዕጽምቲ ኣለዎ?

a)

198

b)

250

c)

300

d)

206

4.

ዝበዝሐ ቁጽሪ ወርሒ ዘለዋ ፕላኔት መን እያ

a)

ሳተርን

b)

ቬኑስ

c)

ጁፒተር

d)

ሜርኩሪ

5.

ካብዘን ዝስዕባ ሃገራት ኣብ ደቡብ ኣሜሪካ እትርከብ ሃገር መን እያ?

a)

ትቤት

b)

ሌሴቶ

c)

ሜክሲኮ

d)

መልሲ የለን

6.

ካብዞም ዝስዕቡ ዞባታት ብስፍሓቱ እቲ ዝዓበየ ኣየናይ እዩ?

a)

ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ

b)

ዞባ ዓንሰባ

c)

ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ

d)

ዞባ ማእከል

7.

ኣብ ቅርጺ መሬት ኤርትራ ዓቐበት ዶ ይበዝሕ ቁልቁለት ?

a)

ዓቐበት

b)

ቁልቁለት

c)

ማዕረ እዮም

8.

ኣብ ሰብነትና እቲ ዝሮገደ ክፋል ናይ ቆርበትና ኣብ ዳንጋና ይርከብ?

a)

ሓቂ

b)

ሓሶት

9.

መዐቀኒ ንውሓት (እመት) ከባቢ ክንደይ ሜትሮ ይከውን

a)

1 ሜትሮ

b)

3 ሜትሮ

c)

0.5 ሜትሮ

d)

2 ሜትሮ

10.

ህንዳዋያን ዳህሰስቲ ኣብ 1856 እምባ ኤቨረስት እቲ ዝነወሐ እምባ ምኳኑ ዳህሲሶሞ፡

ቅድሚኡ እቲ ዝነወሐ እምባ መን ኔሩ

a)

እምባ ኪሊማንጃሮ

b)

እምባ እምባሶዮራ

c)

K2

d)

እምባ ኤቨረስት

11.

ኣገልጉሎት ኢንተርነት ኣብ ኤርትራ መዓስ ተጀሚሩ?

a)

1992

b)

1998

c)

2000

d)

2015

12.

ዝነወሐ ናይ ጥንሲ ጊዜ ዘለዋ እንስሳ መን እያ ?

a)

ሰገን

b)

ዘራፍ

c)

ሓርማዝ

d)

ኣንበሳ

13.

ባሮ ሜተር ዝበሃል መሳርሒ እንታይ ይዕቅን?

a)

ዋዒ ናይ ማይ

b)

ጸቅጢ ኣየር

c)

ቅልጣፈ ናይ ማኪና

d)

ቅልጣፈ ናይ ነፋሪት

14.

ዝሓጸረት ሃገራዊ መዝሙር ናይ መን እያ?

a)

ቻይና

b)

ሰሜን ኮርያ

c)

ጃፓን

d)

ህንዲ

15.

ርእሰ ከተማ ሃገረ ፖላንድ መን ትበሃል

a)

በርን

b)

ኢስታንቡል

c)

ዋርሰው

d)

ቲራና

16.

ውድድር ጸወታ premier league መዓስ ተጀሚሩ?

a)

1800

b)

1690

c)

1992

d)

1980

17.

heptadecagon ክንደይ ጎድንታት ኣለዎ›

a)

8

b)

14

c)

17

d)

9

18.

ዝበዝሐ ቁጽሪ ሃገራት ዝሓቆፈት ክፍሊ ዓለም መን እያ ?

a)

ሰሜን ኣሜሪካ

b)

ኣፍሪቃ

c)

ኤስያ

d)

ኤውሮጳ

19.

ኣብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ ናይ ፊልም ኢንዳስቱሪ ዘለዋ ሃገር መን እያ?

a)

ደቡብ ኣፍሪቃ

b)

ግብጺ

c)

ኣልጀርያ

d)

ናይጀርያ

20.

10 ትሪልዮን ብቁጽሪ ክጸሓፍ ከሎ ክንደይ ዜሮ ኣለዎ?

a)

10 ዜሮ

b)

9 ዜሮ

c)

20 ዜሮ

d)

13 ዜሮ