wayground logo

Free Printable Worksheets

Font size

S
M
L
XL
Worksheets

Eritrea

Total questions: 10

Worksheet time: 5mins

Name
Class
Date
1.

ዳግማይ ምቕባር ሬሳ ሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ መዓስ ነይሩ፧

a)

1 መስከረም 1991

b)

1 መስከረም 1992

c)

1 ታሕሳስ 1994

d)

1 መስከረም 1994

2.

ደራሲ መጽሓፍ (ፈታዊ ሰዓት) መን ይብሃል፧

a)

ሚኪኤል በርሀ

b)

ኣለምሰገድ ተስፋይ

c)

ጸጋብርሃን ጎይትኦም

d)

ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ

3.

ኣብ 1952 ዝጸደቐት ባንዴራ ኤርትራ ንኽንደይ ዓመት ተሰቒላ

a)

5 ዓመት

b)

9 ዓመት

c)

8 ዓመት

d)

6 ዓመት

4.

ከተማ ሰገነይቲ መዓስ ሓራ ወጽያ ነይራ፧

a)

08 08 1977

b)

03 08 1977

c)

07 08 1977

d)

05 08 1977

5.

ከተማ ከረን መዓስ ሓራ ወጽያ ነይራ፧

a)

08 / 07 / 1977

b)

08/ 08 / 1977

c)

06/ 07 / 1977

d)

07 / 07 / 1977

6.

ጥልያን ን ኢትዮጵያ መዓስ ወሪራ ሒዛታ

a)

1936

b)

1938

c)

1939

d)

1937

7.

ኣብ ንግስነት ፑንት ማእከል ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ መን ትብሃል፧

a)

ኣኽሱም

b)

ላሊበላ

c)

ኣዱሊስ

d)

ቆሓይቶ

8.

ሃማደኤ መዓስ ተመስሪቱ

a)

1978

b)

1980

c)

1977

d)

1979

9.

ሃይለስላሴ ዓድታት ከተማታት ኤርትራ መዓስ ከቃጽል ጀሚሩ፧

a)

1965

b)

1968

c)

1967

d)

1970

10.

ሓንቲ ካብ ናይ ደራሲ ኣለምሰገድ ተስፋይ ዘይኮነት መጽሓፍ ኣለሊ ፧

a)

2 ቅነ ኣብ ድፋዕ

b)

ልቢ ተጋዳላይ

c)

ሰውራ ኤርትራ

d)

ኣይንፈላለ