
Yaf 2
Authored by yafiet el
Fun
KG
Used 17+ times

AI Actions
Add similar questions
Adjust reading levels
Convert to real-world scenario
Translate activity
More...
Content View
Student View
12 questions
Show all answers
1.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ፈስቲቫል ኤርትራ ካብ መዓስን ኣበይን ብመልክዕ ፈስቲቫል ክበዓል ተጀሚሩ?
ከሰላ 1970
ኣስመራ 1991
ቦሎኛ 1978
ካይሮ 1988
2.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ነዛ ትስዕብ ደርፊ ዝደረፈ መን ይበሃል?
ዓለም ኮንቶ ዘይፈለጠ ይፍለጥኪ
ነበዓል የማነ ዝመንጠልኪ
ተፈታዊት እንከላ ተመናዊት
ይመስለና ዘይትጽገብ ሰዊት
ብሃንደበት ንኹሉ ዓላዊት
ግርማይ ሰሎሞን
ኢንጅነር ኣስገዶም
ወዲ ለተ
ኣብራር ዑስማን
3.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ንዕጣን ዝኸውን ኣብ ኤርትራ ዝቦቅል ገረብ እንታይ ይበሃል?
መቂዕ
ሰራው
መቐር
ጎኖቕ
4.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ውሕጅ መረብ ካበይ ይብገስ?
ካብ ድባርዋ
ካብ ሽከቲ
ካብ እንባ ጠቐራ
ካብ እንባ ሞጎስ
5.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ንናጽነት ኤርትራ ብወግዒ ዝፈለጠት ቀዳመይቲ ሃገር ?
ግብጺ
ሱዳን
ጣልያን
ኣመሪካ
6.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
ነዛ ትስዕብ ማይ ቤት ዘደረፈ መን እዩ?
ነውጽኦ ከይበዝሕ ካብ እነእትዎ መኽሰብ
ኣብ እንገብሮ ኩሉ ደጋጊምና ንሕሰብ
ብዝጸረናሉ ሩኳን እንደገና ከይንሕጸብ
ኣትውብርሃን ሰጊድ
የማነ ባርያ
ትወልደ ረዳ
ተክለ ተስፋዝጊ
7.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
30 sec • 1 pt
መወዳእታ ፊደል ናይ እንግሊዝ ዳርጋ ዘይፈልጣ የለን. መወዳእታ ፊደል ናይ ትግርኛ ከ?
ቮ
ጮ
ጎ
ሖ
Access all questions and much more by creating a free account
Create resources
Host any resource
Get auto-graded reports

Continue with Google

Continue with Email

Continue with Classlink

Continue with Clever
or continue with

Microsoft
%20(1).png)
Apple
Others
Already have an account?