
Tigrinya questions for beginners
Authored by Anonymous Anonymous
World Languages
6th - 8th Grade

AI Actions
Add similar questions
Adjust reading levels
Convert to real-world scenario
Translate activity
More...
Content View
Student View
7 questions
Show all answers
1.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
1 min • 1 pt
ጸጋይ ኣብ ሃድን _______ ።
A. ውዒለን
B. ውዒሉ
C. ውዒላ
D. ውዒሎም
2.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
1 min • 1 pt
ሃይለን ብርሃነን ብምድንጋር ________ ።
A. ተቐጺዑ
B. ተቐጺዖም
C. ተቐጺዐን
D. ተቐጺዓ
3.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
1 min • 1 pt
በጊዕና ዕየት ________ ።
A. ወሊዱ
B. ወሊደን
C. ወሊዳ
D. ወሊዶም
4.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
1 min • 1 pt
እቶም ዝተረፍኩም ሓሳብኩም'ዶ ________ ።
A. ምሃብካ
B. ምሃብክን
C. ምሃብኩም
5.
MULTIPLE CHOICE QUESTION
1 min • 1 pt
ንሕና ትማሊ ናብ ሲነማ ______ ።
A. ከይድና
B. ከይዱ
C. ከይዳ
D. ከይዶም
6.
DRAG AND DROP QUESTION
1 min • 1 pt
ኣማኑኤልን ሰላምን ዝተባህሉ ክልተ መሓዙት ንግሆ ንግሆ ብሓንሳብ (a) ናብ ቤት ትምህርቲ ይኸዱ ነበሩ። ሓደ ንግሆ ንቤት ትምህርቲ እንዳኸዱ ከለዉ ግና ምስ ሓደ ካልእ ተስፋይ ዝብሃል መማህርቶም (b) መንገዲ ተራኸቡ። ሰለስቲኦም ድማ ብሓባር ጉዕዝኦም ቀጸሉ። እንተኾነ ግና ተስፋይ (c) ኣብ ቤት ትምህርቲ ምብጻሕና እንዳ ድኳን ተኣሊና ልስሉስ መስተን ማስቲካን (d) በሎም። ንሳቶም ድማ በቲ ናይ ተስፋይ ሓሳብ ተሰማምዑ። ነቲ ተሰማሚዖም ዝዓደግዎ (e) ። ኣማንኤልን ተስፋይን ኮካ ኮላ ክወስዱ ከለዉ፡ ሰላም ግና፡ ፋንታ ወሰደት። ነቲ ማስቲካ ግና፡ ኩላቶም ብማዕረ ተመቀልዎ።
7.
DRAG AND DROP QUESTION
1 min • 1 pt
ኣነ እንስሳታት ስለዝፈቱ፡ ኣብ ገዛና ሓንቲ ጽብቅቲ ሰለስተ ሕብሪ ዘለዋ ላም ኣላትኒ። ሕብሪ ላመይ ቀይሕ፡ (a) ጻዕዳን እዩ። ላመይ ድማ ውላድ ኣለታ። ነታ ውላዳ ኣዝያ ስለትፈትዋ፡ (b) ተጥብዋ። ሕብሪ እታ ብተይ ጸሊምን ጻዕዳን እዩ። እታ ብተይ ጸባ ሰትያ ምስ (c) ፡ ኣብቲ ገደና ትዕንድር፡ ምስ ደኸመት ድማ ኣብቲ ገበላ (d) ። ኣብ ገለ እዋን ከኣ ነዲኣ ናፊቃ (e) ትብል።
Access all questions and much more by creating a free account
Create resources
Host any resource
Get auto-graded reports

Continue with Google

Continue with Email

Continue with Classlink

Continue with Clever
or continue with

Microsoft
%20(1).png)
Apple
Others
Already have an account?