WorksheetsQuizizzz
Total questions: 20
Worksheet time: 10mins
ማህደር ኑረነቢ ዘርእስታ መጽሓፍ መን ጽሒፍዋ ?
በየነ ሃይለ
ተስፋይ ገብርኣብ
መርሃዊ ወልደሚካኤል
ግርማይ ሳንድያጎ
ንደምና ቀይሕ ሕብሪ ዝህቦ ትሕዝቶ እንታይ ይበሃል ?
ፕላዝማ
ሂሞግሎቢን
ጸዓዱ ወሃዮታት ደም
ቀያሕቲ ወሃዮታት ደም
ከልቢ ኣብ ሓደ መሓውሩ ክንደይ ዓጻዕብቲ ኣለዎ?
6
5
4
3
ዓይነ ስውራን ዝጥቀምሉ ዓይነት ጽሕፈት እንታይ ይበሃል?
ብሪክ
ብረይል
ብሪስበይን
ብራውን
ሓይሊ ፈረስ ዝበሃል መዐቀኒ እንታይ ይዕቅን?
ሓይሊ ናይ በርቂ
ይዕቅን
ሓይሊ ሞቶሮታት ይዕቅን
ሓይሊ ናይ በቅሊ ይዕቅን
ምቆት ናይ ጸሓይ ይዕቅን
ኣብ ቀስተ-ደመና እቲ ላዕለዋይ ሕብሪ እንታይ እዩ?
ብጫ
ሰማያዊ
ኣራንሾኒ
ቀይሕ
ኣደ ምስ ሓረሰት ጡብ ጸባ ከፍሪ ዝድርኽ ቀመም (ሆርሞን) ኣሎ. እንታይ ተባሂሉ ይጽዋዕ?
ኢስትሮጂን
ፐሮጀስትሮን
ቴስቴስትሮን
ፕሮላክቲን
ሉል ዝበሃል ኣዝዩ ክቡር ዕንቊ ካበይ ይርከብ ?
ካብ ገበል
ካብ መሬት ይፈሓር
ካብ ኣካውሕ ውሽጢ ባሕሪ
ካብ እንስሳ ባሕሪ
ብልሒ ኣእምሮ ወዲ ሰብ ዝገልጽ መዐቀኒ እንታይ ይበሃል?
EQ
IQ
BQ
SQ
(ዘስሕቅ ጋዝ) እንዳ ተባህለ ዝጽዋዕ ዓይነት ጋዝ ከሚካላዊ ስሙ እንታይ እዩ?
ማስታርድ ጋዝ
ሄልዩም ጋዝ
ናይትሮስ ኦክሳይድ ጋዝ
ሃይድሮጅን ጋዝ
ፍርሒ ነጎዳ እንታይ ተባሂሉ ዝጽዋዕ?
Aerophobia
Brontophobia
cynophobia
I don't know
ጻጸ ክንደይ ዕጽፊ ናይ ክብደቱ ክስከም ይክእል?
20
30
40
50
ወደብ ባጽዕ ብ ኢጣላውያን ዝተተሓዘትሉ ዓመተ ምህረት?
1885
1865
1890
1875
500 ማይል ክንደይ ኪሎሜተር ኣቢሉ ይከውን?
900
500
800
400
ንህቢ ክንደይ ከስዐ ኣለዎ?
1
2
3
4
ብዝሒ ህዝቢ ቫቲካን ክንደይ እዩ?
ኣስታት 2 ሽሕ
ኣስታት 40 ሽሕ
ኣስታት 1 ሽሕ
ኣስታት 50 ሽሕ
ዝዓበየት ሃገር ናይ ኣፍሪቃ መን እያ?
ሱዳን
ኣልጀርያ
ናይጀርያ
ሊብያ
ካብ ህጻንታት ኣስመራ ብምስሊ ነፋሪት እተሰርሐት ህንጻ ኣርት ዴኮ መን ትበሃል?
ናቅፋ ሃውዝ
ሲነማ ሮማ
ፊያት ታልየሮ
ሲነማ ኣዝመራ
ባጤራ ናቕፋ መዓስ ዓመተ ምህረት ተዘርጊሑ?
1998
1997
1996
1995
ዝነውሐ ሃገራዊ መዝሙር ዘለዋ ሃገር መን እያ?
ጀርመን
ግሪኽ
ርዋንዳ
ብራዚል
